News eda-eritrea

3

Click here to load reader

Transcript of News eda-eritrea

Page 1: News eda-eritrea

1

ሪፖርታጅ ወታሃደራዊ ሰሚናር ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን

ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ብፖሎቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ዝቆመ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ኮይኑ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ’ውን ንስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ተወሃሂዱ ብሓባር ዝሰርሕ ትካል ዘለዎ ምዝሕነታዊ ግምባር’ዩ። Eዚ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ኣብ ትሕቲ ሓደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ስትራተጅን ሓባራዊ ወተሃደራዊ መሪሕነትን (ናይ ሓባር ኮማንድ) ዝዋሳE ወተሃደራዊ ክንፍታት’ዚ በብግዚU ብደረጃ ማEከላይ መሪሕነትን ፖሎቲካዊ ቤ/ጽሕፈትን ወተሃደራዊ ሽማግለን በብደረጅUን ተጸኒOም ዝቐርቡ ወተሃደራዊ መደባት ዝፍጸሙ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘለዎ ግንባር’ዩ። ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ነዚ ፖሎቲካዊ መርሆ ናይዚ ግንባር’ዚ ሓባራዊ ወተሃደራዊ Eማም Eዚ ከኣ ፖሎቲካዊ ቻርተር ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ማEከሉ ገይሩ ኣብ ወተሃደራዊ ስራሕትን ናይ ፖሎቲኮ ውድባዊ (ህዝባዊ) ስራሕትን ኣብ ውሽጢ ሜዳ ኤርትራ ዝነጥፍ Eጡቕ ኣሃዱታት ፕሮፖጋንዳን ውደባን’ውን’ዩ። ወተሃደራዊ ሰሚናር ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን Eዚ ኣብ መEተዊ ተጠቒሱ ዘሎ Eላማታት ማEከሉ ገይሩ ኣብ ትሕቲ “ስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ቀላጽምና ብምሕባር ንቕድሚት ንመርሽ”! “ወተሃደራዊ ሰሚናርና Eምነ ኩርናE ዋሕስ ዓወትና’ዩ”! “ዝኽርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!” ብዝብሉ ጭርሖታት ተሰንዩ ከመይ ነጢፉ ብሓባር ተወሃሂዱ (ሰጢሙ) ይሰርሕ ኣብ ዝብል ማEከሉ ገይሩ ንኣቐዲሙ ዝጸንሐ ውሳኔታት ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ህጹጽ ኣኼባ ማ/መ ኤዲኪ ዉጽIታትን ተግባራዊ ንምግባር ወተሃደራዊ ሰሚናሩ ብዓወት ኣሰላሲሉ። Eዚ ሰሚናር’ዚ መሰረት ብምግባር ከኣ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ክንፍታት ዘለዎም ተቓለስቲ ውድባት ንጹርን ስሙርን ኣርኣEያ ቃልሲ ብምህናጽ ሕኑን ሞራል ብምEጣቕ፣ ምውቕ ብሱል ስምIታት ሓድነትን ሃገራውነትን ብምዝራE፡ ሰጢምካ ተወሃሂድካ ንምስራሕ ስነ-ኣEምራዊ ምቕርራብ ንምግባርን ከም ባህሊ ንምጥራይ፡ ዓሚቕ ገምጋም ጸላI ብምክያድ፡ ሕድሕድ ወተሃደራውን ስለያውን ተመኩሮታቱ ንምልውዋጣትን ማEከሉ ብምግባር ኣብዘን ኣርባEተ ዛEባታት ዘተኮረ Eሙቕ ዝበለ ብጻያዊ መንፈስ ዝሐዘለ ምይይጣት ተኻይዱ። 1. ብሓፈሻ ህልዊ ኩነታት ሃገርን ደምበ ተቓውሞን ብፍላይ ከኣ ዞባውን ከባብያውን ፖሎቲኮ ወተሃደራዊ

ኩነታትን ውልቀ ኩነታት ውድባትን ብዝምልከት ሕድሕድ ሓበሬታ ምልውዋጥ። 2. ገምጋም ህልዊ ኩነታት ጸላI 3. ኣብ ወታደራዊ መዳይ ጥበብ ሕድሕድ ወተሃደራዊ ተመኩሮታት ምልውዋጥን ምስ ጭቡጥ ወድዓውን

ባEላውን ኩነታትናን ኩነታት ጸላEን ከመይ ብውሕሉል መንገዲ ኣብ ባይታ ብተዓጻጻፍነት ንሰርሓሉ ምርኣይ

4. ብውጺIት ሓባራዊ ገምጋም መጻI መደባት ምውዳብ ብዝምልከት ዝጠመተ ዝተሰላሰለ ወተሃደራዊ ሰሚናር’ዩ ነይሩ።

ኣብዚ ሃናጺ ዝኾነ ልዝባትን ኣስተምህሮታትን ዝተኻየደሉ ወተሃደራዊ ክንፍታት ኤዲኪ ሓባራዊ ሰሚናር’ዚ

ኣብ ነብሲ ወከፍ ኣርEስቲ ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ምምሕዳር ወተሃደራዊ ሽማግለ ኣባላት ፈጸምቲ ኣካላት

ዝኾኑ ተጋ/ዓብደላ Uመር (ዶማ) ተጋ/ሓጂ Iብራሂም ኣቡበከርን ተጋ/ ዓንዶም ሃይለን ላEለዎት ኣመራርሓ

ብዘለዎም ኣፍልጦን ጸብጻባትን ዝተዋሃሃደ ሓሳባት ከም መበገሲ መEተዊ ብምግባር መድረኽ ምይይጥ

ተኸፊቱ።

Page 2: News eda-eritrea

2

ኣብ ነብሰ ወከፍ ኣርEስቲ ከኣ ኣባላት ኣመራርሓን ጠርነፍትን ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ክንፍታት

ዝኾኑ ብጾት ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ዓሞቕቲ ሓገዛትን ርIቶታትን ብምልውዋጥ Eቲ ሰሚናር ክዓሙቕን

ልሉይ ተራ ከም ዝተጻወቱን ኣብ መደምደምታ ከኣ ኩሎም ተሳተፍቲ ብሓባር ብሙሉE Eግበት ሓባራዊ

ተረድO ክወጽE ዝኸኣለ’ዩ ነይሩ።

ጸላI ብዝኽተሎ ዝጸንሐን ዘሎን ኣEናዊ ፖሊስታቱ ብውሽጡ ቦኽቢኹ ህዝብን ሃገርን ለኪሙ ንውድቀት

ተሳጢሑ ምህላው ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝፈሸላ ሃገራት(failed state) ክትኸውን Eድላ ዓቢ ምዃኑ

ወተሃደራዊ ዓቕሚ ናይቲ ስርዓት ተዳኺሙን ላሕሊሑን ብብዝሒ ንህድማ ተቓሊU ምህላው፡ ንዞባና

ንምሕማስ ዝተጠቐመሉን ክሳብ ዓንቀሮም ዘEጠቆምን ተቓወምቲ ሓይልታትን ግብረ ሽበራዊ ጉጅለታትን

ጎረባብቲ ሃገራት ብብዝሒ ኣብ ሳሕልን ዓላን ካልOት ቦታታትን ምስ ሓይልታት ወጻI ተመሻጢሩ ብጻEቂ

የሰልጥንን የንቀሳቕሶምን ምህላው ሰሚናር ተገንዚቡ።

ካብቲ ስሩE ሰራዊት ምክልኻል ንላEሊ Eቲ ስርዓት ብዝያዳ ኣብOም ዝተኣማመንን ንEOም ብሓለፋ ስንቅን

Eጥቅን መንቀሳቐስታትን ዘመናዊ መሳርሒታት መጓዓዝያ ዝምውልን ዝሕብሕብን ክሳብ ኣብ ቅድመ

ግንባራት ኣዋዲድዎም ምህላውን ክፍለጥ ተኻIሉ።

በዚ መንጽር’ዚ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ክርኣ Eንከሎ ብብዝሒ Eንዳሰፍሐ ዝመጽE ዘሎ ይኹን ደኣምበር

ሓድነቱ ሓልዩ ብሓደ ኣንፈት ኣንጻር ሓባራዊ ጸላI ኣብ ምምካት ሓያል ወቓI ሓይሊ ኮይኑ ኣብ ምውጻEን

ክሳብ ሕጂ ዘይበቕA ምህላዉ ተገንዚቦም።

ብU መንጽር ባይቶን ኤዲኪን ኣገደስቲ ሰፋሕቲ ጽላላት ይኹኑ ደኣምበር ብውሽጣዊ ኩነታቶም ውድባዊ

ጸገማትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ቃልሲ ዘይተሰጋገሩ ብምጽንሖም Eቱብ ሓባራዊ ስራሓት ዝሓትት ምዃኑ

ኣሰሚሮሙሉ ሓሊፎም። ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሓሸ ናይ ምውህሃድ ስራሓት ክኸይድ ዝጸንሐ ይኹን

ደኣምበር ብሓድሓድ ወድዓዊ ጸገማት ዝተተለመ መደባት ኣብ ፍጻሜታት ከበጽሑ ዘይከኣሉ ከም ዝጸንሑ

ገምጊሙ። በዚ መንጽር ከኣ ንመጻI ብዝሓሸ ኣገባብ ተዋዲዱ ዝሰርሕ መርሆ ብምሕንጻጽ መጻI መደባቶም

ብምስራEን ብምውዳብን ሰሚናር ብዓወት ዛዚሙ።

ኣብ መወዳEታ ካብ ኣኼበኛ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰሚናር በብግዚU Eናተወደበ ዝኸደሉ መደብ ክስራE ዝብሉ

ለበዋታትን ንዝተዋደደ ምድላዋት ናይቲ ሰሚናር ድሙቕ ናይ ጽምብል በዓልን ንዘሰናድU ብጾት ልUል

ምስጋና ብምቕራብ ሰሚናር ብሕጉስ መንፈስን ልUል ፍናን ቃልስን ተዛዚሙ።

ብድሕሪ’ዚ ብ26 መጋቢት 2014 ኣብ መEጸዊ ሰሚናር ጽምብል መዓልቲ ኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት

ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ኣባላት ሰሚናርን ሰራዊትን ህዝቢ ቅኒን ቅኒቶን ምምሕዳራት ከባብን Eዱማት

ኣጋይሽን ፈተውትን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ ጽምብል ተከፊቱ። ብድሕሪ’ዚ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ ድሙቕ ናይ

ምልEዓል ባህላዊ ምርIት ኣብ መኽፈቲ Eቲ ጽምበል ኣቕሪባ።

ብምቕጻል ኣባል ፖሎቲካዊ ቤ/ጽሕፈት ኤዲኪ ኣቦ-ወንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ቃል ወተሃደራዊ ቤ/ጽሕፈት

ኤርትራዊ ዲሞክራዊያዊ ኪዳን ብብጻይ ዓብደላ Uመር (ዶማ) ቀሪቡ። ቀጺሉ ከኣ ብትግርኛ ዝቐረበ ቃል

ብዓረብ ብምክትል ኣቦ-መንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ብ/ሓጅ Iብራሂም ኣቡበከር ቀሪቡ።

Page 3: News eda-eritrea

3

ብድሕሪ’ዚ Eቲ ጽምብል ኣብ ዝተኸፍተሉ መድረኽ ብጣEሚ ዘሕዝን መርድE ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ

መሓመድ ናስር ምስ ተሰምA፡ ብዓሚቕ ሓዘን ንምዝካሩ መደብ ተታሒዙ ብኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት

ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ሓደ ደቒቕ ናይ ሕልና ጸሎት ምስ ተገብረ ድሕረ ባይታን ታሪኽ ሂወትን ሓርበኛ

ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት ሑሴን ከሊፋ ቀሪቡ።

ቀጺሉ ኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ንሰራዊትን ተቓላሳይ ህዝብን ዘለዎ መድረኽ ቃልሲ

ኣመልኪቱ ኩነታት ጸላEን ደምበ ተቓውሞን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ኤዲኪን ኣብ ክሊ’ዚ ውድEነት’ዚ

ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ሰሚናር መሰረት ጌይሩ ብEምቆት ገሊጹ። ኣብ መዛዘሚ መደርU ንምሕያል ቃልስና

ኩልና ዝከኣል ክንገብር ከም ዘለና ብምትሕስሳብ ኤዲኪ ነዚ ዘተባብE ወተሃደራዊ ተበግሶታት’ዚ ብዝከኣሎ

ዓቕሚ ንምድልዳሉ ክሰርሕ ምዃኑ ብምግላጽ መደርU ዛዚሙ።

ድሕሪ’ዚ ቀጺሉ መግለጺ ደገፍ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ ቀሪቡ። ስIቡ ከኣ ብተወከልቲ ህዝቢ

ቅኒን ቅንቶ ኣገዳሲ መደረ ተሰሚU። ኣብ መወዳEታ ከኣ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ Eቲ ጽምብል ክሳብ ሰዓት

5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብሃገራውን ባህላውን መዘናግIታት ደሚቑ Eቲ ጽምብል ብዓወት ተዛዚሙ።

ቤት ጽሕፈት ዜና

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 31 መጋቢት 2014